እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ዊኪፐድያ፣
ዝኽእል
ናጻ ናይ ትሕዝቶ ኢንሳይክሎፐድያ።
ኣብዚ ሕጂ እዋን ጽሑፋት ብትግርኛ ኣለዉ።
ዊኪፐድያ ብትግርኛ ብ29 ለካቲት 2004 ጀሚሩ።
ንዕለት ዝተሓርየ ጽሑፍ
ጉግል
ጉግል ው.ሓ.ኩ (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካዊ ኣልፋበት ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስ ኢንተርነት፣ ሶፍትዌር፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይ ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲ ጂመይል (Gmail) ዝበሃል ኢመይል፣ ናይ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ስትሪት ቪውን (Google Street View) ጉግል ኤርዝን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይ ዩትዩብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ተርጓሚ ጉግልን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ።
መሰረት ዊኪሜድያ
ዊኪፐድያ ሓደ ካብቶም ፕሮጀክታት ዊኪሜድያ እዩ፣ ብመሰረት ዊኪሜድያ (Wikimedia Foundation) ዝመሓደር።
ምስልታትን ሕብረ-ሜድያውን
|
ናጻ መዝገበ-ቃላት
| |||
ናጻ መዋፈሪ ሓበሬታ
|
መምሃሪ መጻሕፍትን መምርሒታትን
| |||
ናጻ ዜና
|
ጥርናፈ ጥቕስታት
| |||
ናጻ ቤተ-መጻሕፍቲ
|
መዝገብ ጅር
| |||
መምሃሪ ሃብቲ
|
ሓባሪ ጉዕዞ
| |||
| – ምውህሃድ ፕሮጀክታት | ||||